Post Tagged as ‘Church News & Events’

ቃል ናይ ሎሚ መዓልቲ

  • By Adiam Fishaye
  • Comments Off on ቃል ናይ ሎሚ መዓልቲ
  • June 13, 2017

ዳዊት 68 18- Psalms ናብ ላዕሊ ደየብካ፣ ምርኮ ማረኽካ፣ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኪነብሩስ፣ ካብ ሰብ፣ ካብቶም ተጻረርቲ እኳ ውህበት ተቐበልካ። 18 You have gone up on high, taking your prisoners with you; you have taken offerings from men; the Lord God has taken his place on the seat of his power.

Read More

መንፈሳዊ ዕድመ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስቶስ

  • By Adiam Fishaye
  • Comments Off on መንፈሳዊ ዕድመ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስቶስ
  • October 11, 2015

ደብረ ሰላም መድሃኔ ኣለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን። እምነትና ዝንጸባረቀሉ ታሪኻዊ ህንጻ ቤተ ክርስትያን ንምግዛእ ዝሕግዝ ናይ ድራር ምሸት ኣዳሊና ኣለና። ኣብዚ ምሸት እዚ ዝተፈላለየ መዘናግዕን ቁምነገርን ፍሉይ መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ተዳልዩ ስለ ዘሎ ምሳና ሓቢርኩም ንኽተምስዩ ብሽም መድሃኔኣለም መጸዋዕታና ብኽብሪ ንዕድመኩም። ዕለት፡ 10/24/2015 ቦታ፡ Laurel High School 8000 Cherry Lane Laurel, MD 20707 ሰዓት ፡ 4፡00 ድ/ቀ ብደሓን ምጹ፡

Read More

ንስብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ትምህርቲ ብዓወት ተኻይዱ

  • By Adiam Fishaye
  • Comments Off on ንስብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ትምህርቲ ብዓወት ተኻይዱ
  • March 30, 2015

ኣብ ደብረ – ሰላም መድሓኔ ዓለም ቤተክርስቲያን ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢአን ብክፍሊ ትምህርትን ስብከትን መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ንስብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ትምህርቲ ብዓወት ተኻይዱ ቀዳም መጋቢት14፣ 2015 (March 14, 2015) ብክፍሊ ትምህርትን ስብከትን መንበረ ጵጵስና ሰአሜን ኣመሪካ ዝተዳለወ ንሰብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ኣዝዩ ዕዉት ዝኾነ ናይ ሓደ መዓልቲ ትምህርታዊ መደብ ኣብ ደብረሰላም መድሃኔ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ተኻይዱ። እቲ ንንውሕ ዝበለ እዋን ምድላዋት ዝተገብረሉ መደብ ልዕሊ 60 ዝኾኑ ስድራቤታት ተሳቲፎሞ። እቲ መደብ ብፍላይ ንሰብ ሓዳር ዝዓለመ እኳ እንተነበረ ገለ ገና ዘይተመርዓውውን ተሳቲፎሞ ኔሮም። ንተሳተፍቲ ከጸግሙ ይኽእሉ እዮም ዝተባህሉ ምኽንያታት ከም መግቢ, ቆልዑ ምሓዝ ብኣጋ ተለልዮም ምድላዋት ተጌርሎም። በዚ መሰረት ቆልዑ […]

Read More

ዓቢይ ጾም

  • By Adiam Fishaye
  • Comments Off on ዓቢይ ጾም
  • March 30, 2015

Monday, 10 March 2014 00:00 Fr. Semere Sibhatu As to the scriptures, “There is a time for everything” Ecc 3:1. In our Orthodox Church there are seasons set for fasting. One of these seasons is the Great fast; also known as “ዓቢይ ጾም” in our Church language. Here and now we welcome this great fast, which starts today Feb 20, 2012. Great fast is a fasting time set for self examination through a devout time of prayer. It is a time of contemplation and repentance. It is such important time we set to invite our God to our hearts for […]

Read More

Tithes and Offerings

  • By Tomas Author
  • Comments Off on Tithes and Offerings
  • December 17, 2013

“How then shall they call on Him in whom they have not believed? And how shall they believe in Him of whom they have not heard? And how shall they hear without a preacher? And how shall they preach unless they are sent?” Romans 10:14-15 There are three ways that you can make your contribution to DebreSelam Medhanealem Eritrean Orthodox Tewahdo Church and help spread His word to all the ends of the earth! Our first method of contribution is online payment through Intuit Payment Network. To use our online payment  system please  click here Simply enter your donation amount and you will be […]

Read More

ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም!

  • By Adiam Fishaye
  • Comments Off on ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም!
  • November 21, 2013

ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም! Monday, 18 November 2013 00:00 እዝራ ጸሓፊ ንነቢይ ኤርምያስ፡ ኣበሜሌክን ባሮክን ዝበሃሉ ተመሃሮ ነበርዎ። እዞም ክልተ መስተውዓልቲ ተመሃሮ፡ ነቢይ ኤርምያስ ብዛዕባ ምርኮ ኢየሩሳሌም ክዛረብ እናኽሰምዑዎ ከለዉ፡ ‘’ኦ እግዚኦ! ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም’’ እዚ ማለት ‘’ኦ ጎይታ! ጥፍኣት ኢየሩሳሌም ኣይተርእየና’’ እናበሉ ይጽልዩ ነበሩ። ጊዜ ምርኮ ምስ በጽሐ፡ ሓደ መልኣኽ መጺኡ ንነቢይ ኤርምያስ ንኣበሜሌክ ንሕሙማት ክንለኽዮስ ቆጽሊ (ዓፅቀ) በለስ ኣምጽእ ኢልካ ልኣኮ፡ ንባሮክ ድማ መቓብር ነገሥታት ሓሉ በሎ፡ ኢሉ ነገሮ እሞ ነቢይ ኤርምያስ ከምቲ ዝተባህሎ ገበረ። በታ ነቢይ ኤርምያስ ንኽልቲኦም ተመሃሮኡ ዝለኣኾም ለይቲ ከኣ፡ ህዝቢ እስራኤል ተማሪኾም ሓደሩ። ኣበሜሌክ ቆጽሊ በለስ ቀንጢቡ፡ ኣብ መሶብ ወርቂ ኣቐሚጡ እናኸደ ከሎ፡ ፈዘዝታ ድቃስ […]

Read More

መልእኽቲ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

  • By tomas
  • Comments Off on መልእኽቲ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ
  • January 9, 2013

ናብ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምእመናን ደቂ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጉባኤኛታት ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ከናዳን። ኣቐዲመ መልእኽተ ሰላም ወፍቅር እልእኸልኩም። እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ በብዓመቱ እትጋብእሉ መንፈሳውን ቅዱስን ናይ እግዚኣብሔርን፥ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ዕብየትን፥ መደብን፥ እትሕንጽጽሉ ዓመታዊ ጉባኤ ኣብጽሓኩም። ኣብዚ ጉባኤኹም ብዛዕባ ዕብየት ቤተ ክርስቲያንና፥ ብዛዕባ ጽንዓት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን፥ ብዛዕባ ኣብ መንጎኹምን ኣብ ንሕድሕድኩምን ዘሎኩም ፍቕርን ሰላምን፥ ብዛዕባ ህዝብና ክትዝትዩን ክትጽልዩን፥ ብዛዕባ ሰላም ሃገር፥ ብዛዕባ ሰላም ቤተ ክርስቲያንና ሓቢርኩም ክትጽልዩ እግዚኣብሔር ይግለጸልኩም። ጉባኤኹም ከኣ ጉባኤ ሓዋርያት ይኹነልኩም። ኩልሳዕ ንዓኻትኩም ክዝክር ከሎኹ ንኣምላኸይ የመስግኖ። ኣብ ኵሉ ጸሎተይ ምእንቲ ኩልኻትኩም ብሓጎስ እጽሊ ኣሎኹ። ካብ መጀመርታ ክሳዕ ሕጂ፥ ኣብ ስብከት […]

Read More

Is there an afterlife?

  • By tomas
  • Comments Off on Is there an afterlife?
  • January 9, 2013

Thank you Sara for asking if there is life after death, this question is real question and asked by billions of people again and again. My answer to you is “yes” there is life after death. The book of Job asks the question about an afterlife very simply: “If a man die, shall he live again?” (Job 14:14). Asking the question is easy, but the difficult part is finding someone to answer the question with authority and experience as the Orthodox church is not easy. “Death and taxes” have said to be the two universals that everyone living can expect […]

Read More

ምስጋና ንቅድሰት ድንግል ማርያም

  • By tomas
  • Comments Off on ምስጋና ንቅድሰት ድንግል ማርያም
  • January 9, 2013

ኦ ቅድስቲ ምልእተ ጸጋ፡ ኩሉ ግዜ ድንግል ዝኮንኪ፡ ወላዲተ ኣምላኽ፡ ኣደ ክርስቶስ፡ ሰላም ንብለኪ። ምእንቲ ሓጢኣትና ክሓድገልና፡ ናብ ፍቁር ወድኺ፡ ጸሎትና አዕርግልና። ንሓቀኛ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝወለድክልና ቅድስቲ ድንግል፡ ሰላም ንብለኪ። ንሓጢኣት ነፍስና ሓዲጉ ክምሕረና፡ ናብ ጎይታ ለምንልና። ኦ! ቅድስቲ ድንግል ማርያም፡ ወላዲት ኣምላኽ፡ ንዘርኢ ሰብ እምንቲ ኣማላዲት፡ ናብ ወድኺ ኢየሱስ ክርስቶስ፡ ብሕድገት ሓጢኣትና ከጸግወና ለምንልና። ኦ! ናይ ሓቂ ንግሰቲ ድንግል፡ ሰላም ንብለኪ። ኦ! ንኣማኑኤል ኣምላኽና ዝወለድክልና፡ ኩርዓት ዘርእና፡ ሰላምታ ነቕርበልኪ። ኦ! ድንግል ብጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተአመነት ኣማላዲት፡ ሓጢኣትና ምእንቲ ክሓድገልና ተዘከርና። Source: www.tewahdo.org

Read More

Deacon Professor Habtu Ghebre-Ab is Ordained Priest…

  • By tomas
  • Comments Off on Deacon Professor Habtu Ghebre-Ab is Ordained Priest…
  • January 9, 2013

Deacon Professor Habtu Ghebre-Ab was ordained on Saturday, July 24, 2010 in the Greek Orthodox Church in Stamford, Connecticut and was given the name Fr. Athanasius. Fr. Athanasius was ordained by H.G. Bishop Makarios, General Bishop of the Coptic Orthodox Church and of the Eritrean Orthodox Church, North America Diocese, and His Eminence Metropolitan Seraphim of the British Coptic Orthodox Church. The solemn ceremony took place in the presence of several priests, a large choir of deacons and a multitude of the faithful from across North America. Fr. Athanasius comes from a family with a long line of Orthodox priests. […]

Read More