መንፈሳዊ ዕድመ ንኹሎም ኤርትራውያን ኣመንቲ ክርስቶስ

ደብረ ሰላም መድሃኔ ኣለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን። እምነትና ዝንጸባረቀሉ ታሪኻዊ ህንጻ
ቤተ ክርስትያን ንምግዛእ ዝሕግዝ ናይ ድራር ምሸት ኣዳሊና ኣለና። ኣብዚ ምሸት እዚ ዝተፈላለየ መዘናግዕን ቁምነገርን ፍሉይ
መንፈሳዊ ኣስተምህሮ ተዳልዩ ስለ ዘሎ ምሳና ሓቢርኩም ንኽተምስዩ ብሽም መድሃኔኣለም መጸዋዕታና ብኽብሪ ንዕድመኩም።
ዕለት፡ 10/24/2015
ቦታ፡ Laurel High School
8000 Cherry Lane
Laurel, MD 20707
ሰዓት ፡ 4፡00 ድ/ቀ
ብደሓን ምጹ፡