ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ
ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ ሕልናና ናይ ሂወትና ተቖጻጻሪ እዩ፡ ሕልናና ናይ ውሽጢ ዳኛ እዩ ጽቡቕ ክንገብር ከለና ይንእደና ጌጋ እንተገበርና ይኹንነና ፡ ኣንጻር ሕልናና ሓጢኣት እንተገበርና ድማ ነቲ ውሽጣዊ […]
Church News and events
ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ ሕልናና ናይ ሂወትና ተቖጻጻሪ እዩ፡ ሕልናና ናይ ውሽጢ ዳኛ እዩ ጽቡቕ ክንገብር ከለና ይንእደና ጌጋ እንተገበርና ይኹንነና ፡ ኣንጻር ሕልናና ሓጢኣት እንተገበርና ድማ ነቲ ውሽጣዊ […]
ዳዊት 68 18- Psalms ናብ ላዕሊ ደየብካ፣ ምርኮ ማረኽካ፣ ኣብ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኪነብሩስ፣ ካብ ሰብ፣ ካብቶም ተጻረርቲ እኳ ውህበት ተቐበልካ። 18 You have gone up on high, taking your prisoners […]
ደብረ ሰላም መድሃኔ ኣለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን። እምነትና ዝንጸባረቀሉ ታሪኻዊ ህንጻ ቤተ ክርስትያን ንምግዛእ ዝሕግዝ ናይ ድራር ምሸት ኣዳሊና ኣለና። ኣብዚ ምሸት እዚ ዝተፈላለየ […]
ኣብ ደብረ – ሰላም መድሓኔ ዓለም ቤተክርስቲያን ዋሽንግቶን ዲሲን ከባቢአን ብክፍሊ ትምህርትን ስብከትን መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካ ንስብ ቃል-ኪዳን ዝምልከት ዝተዳለወ መደብ ትምህርቲ ብዓወት ተኻይዱ ቀዳም መጋቢት14፣ 2015 (March 14, […]
Monday, 10 March 2014 00:00 Fr. Semere Sibhatu As to the scriptures, “There is a time for everything” Ecc 3:1. In our Orthodox Church there are seasons set for fasting. […]
“How then shall they call on Him in whom they have not believed? And how shall they believe in Him of whom they have not heard? And how shall they […]
ኢታርእየነ ሙስናሃ ለኢየሩሳሌም! Monday, 18 November 2013 00:00 እዝራ ጸሓፊ ንነቢይ ኤርምያስ፡ ኣበሜሌክን ባሮክን ዝበሃሉ ተመሃሮ ነበርዎ። እዞም ክልተ መስተውዓልቲ ተመሃሮ፡ ነቢይ ኤርምያስ ብዛዕባ ምርኮ ኢየሩሳሌም ክዛረብ እናኽሰምዑዎ ከለዉ፡ ‘’ኦ […]
ናብ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምእመናን ደቂ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጉባኤኛታት ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ከናዳን። ኣቐዲመ መልእኽተ ሰላም ወፍቅር እልእኸልኩም። እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ በብዓመቱ እትጋብእሉ መንፈሳውን ቅዱስን ናይ እግዚኣብሔርን፥ […]
Thank you Sara for asking if there is life after death, this question is real question and asked by billions of people again and again. My answer to you is […]
ኦ ቅድስቲ ምልእተ ጸጋ፡ ኩሉ ግዜ ድንግል ዝኮንኪ፡ ወላዲተ ኣምላኽ፡ ኣደ ክርስቶስ፡ ሰላም ንብለኪ። ምእንቲ ሓጢኣትና ክሓድገልና፡ ናብ ፍቁር ወድኺ፡ ጸሎትና አዕርግልና። ንሓቀኛ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝወለድክልና ቅድስቲ ድንግል፡ […]