Category: Church News & Events

Church News and events

  • መልእኽቲ 3ይ ፓትርያርክ ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ

    ናብ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ምእመናን ደቂ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ጉባኤኛታት ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካን ከናዳን። ኣቐዲመ መልእኽተ ሰላም ወፍቅር እልእኸልኩም። እንቋዕ እግዚኣብሔር ናብዚ በብዓመቱ እትጋብእሉ መንፈሳውን ቅዱስን ናይ እግዚኣብሔርን፥…

  • ምስጋና ንቅድሰት ድንግል ማርያም

    ኦ ቅድስቲ ምልእተ ጸጋ፡ ኩሉ ግዜ ድንግል ዝኮንኪ፡ ወላዲተ ኣምላኽ፡ ኣደ ክርስቶስ፡ ሰላም ንብለኪ። ምእንቲ ሓጢኣትና ክሓድገልና፡ ናብ ፍቁር ወድኺ፡ ጸሎትና አዕርግልና። ንሓቀኛ ብርሃን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ዝወለድክልና ቅድስቲ ድንግል፡…

  • Welcome Message

    እንቛዕ ብደሓን መጻእኩም። ኵልና ከም እንፈልጦ ኣብ’ዛ ዓለም እንከሎና መንፈሳ’ውን ሥጋ’ውን መግቢ እዩ ዘድሌና። እቲ ሥጋዊ መግቢ ዝተፈላለየ ዓይነት መግቢ ኪኸውን እንከሎ፤ እቲ መንፈሳዊ መግቢ ግና፡ ሓደ ዓይነት መግቢ ጥራሕ እዩ። ንሱ…