ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ

    ናይ ሕልና ዳኛና ንስምዓዮ ሕልናና ናይ ሂወትና ተቖጻጻሪ እዩ፡ ሕልናና ናይ ውሽጢ ዳኛ እዩ ጽቡቕ ክንገብር ከለና ይንእደና ጌጋ እንተገበርና ይኹንነና ፡ ኣንጻር ሕልናና ሓጢኣት እንተገበርና ድማ ነቲ ውሽጣዊ መንነትና ዓቢ ዕንወት ንገብር ከምዘለና ንፍለጥ፥ (ሮሜ2:14-15)